ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ኤርትራ፡ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ሕብረተሰብ ዓቢይ ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ` ተባሂሉ


ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ኤርትራ፡ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኾይኑ፡ ኣስታት 3,000 ተማሃሮ ብድግሪን ብዲፕሎማን ዝሓዘ ኮለጅ`ዩ ትብል ዲን`ቲ ኮለጅ ዶ/ር ግደይ ገብረዮሃንስ።

እቲ ኮለጅ ከም ነርሲን፡ ፕሮግራም ልፍንታዊ ሰብ-ሞያ ጥዕና፡ ህዝባዊ ጥዕና፡ ዝብሉ ዓበይቲ ዲፓርትመንትታት ዝሓዘ ኾይኑ፡ ትሸዓተ ናይ ዲግሪ ፕሮግራምን ሸውዓተ ናይ ዲፕሎማ ፕሮግራምን ዘለዎ`ዩ ትብል።

መማህራንን ተማሃሮን`ቲ ኮለጅ`ውን ብዛዕባ ምድላዋቶምን ካብኦም ዝጽበ ኣበርክቶን ተዛሪቦም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG