ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጥዕና ስነ-ህዝብን ቁጽጽር መድሃኒትን ዝዝቲ አኼባ ሚኒስትራት ኣብ አዲስ አበባ ተጀሚሩ


ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ- አዲስ አበባ
ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ- አዲስ አበባ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ህዝባዊ ቦታ ሽጋራ ምትኻክ ብሕጊ ክልኹል እንተኾነ ኣብ መዳይ ትግባረ’ቲ ሕጊ ግን ምምሕያሽ ተጌሩዩ ክብል ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ብፍላይ ኣብ ሓደ ሓደ ቦታታት ናይ ወጻኢ ዜጋታት ሓድሽ ነገር ይኮኖም’ሎ ግን እናተለምደ ክኸይድ’ዩ ክብሉ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና አማኻሪ ፖሊስ ዳዊት ዲቃስ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ኣብ ጥዕና ስነ-ህዝብን ቁጽጽር መድሃኒትን ዝዝቲ አኼባ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ አዳራሽ ሕብረት አፍሪቃ ተጀሚሩ’ሎ።

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዓንቀጽ ቁጽሪ 299/206 መሰረት ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ሽጋራ ምትኻኽ ክልኹል’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG