ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ሓረስቶት ወረዳ ሓውዜን ተስፋ ይመልሱ
ብሰንኪ ምቍራጽ ምሩጽ ዘርኢ፡ ድዅዒን ካልእ መሰረታዊ ቀረባት መስኖኣዊ ሕርሻ ኣብ ከቢድ ጸገም ዝጸንሑ ኣልማዕቲ ወረዳ ሓውዜን፡ ሕጂ ካብ ዝምልከቶም ኣካል ድጋፍ ክረኽቡ ምጅማሮም ስራሓቶም ንምቕጻል ከም ዝኸኣሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ወገናት ሓቢሮም።