ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃቭ አ ብላስት "Have a blast"


ሃቭ አ ብላስት "Have a blast"
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:59 0:00

ሃቭ አ ብላስት (Have a blast )ክብሃል ክነከሎ ብዙሕ ነገራት የመልክት። ብላስት (blast)ቃል ብቓሉ ንሓያልን ብርቱዕን ነትጒ ዘመልክት ክኸውን እንከሎ ኣብ ኣጠቓቕምኡ ግን ዝተፈላለየ ኣገላልጻ ኣሎ። ኣብ እዋን ምዝንጋዕ ንጥቀመሉ ሃቭ ኣ ብላስት ሙሉእ ደስታ፥ ዘይተቖጠበን ዘይተቓወሰን ዓቢይ ምሕጓስ የመልክት። ኣብ ውድድር ንጥቅመሉ ብላስት ንሓይሊን ቅጽበታውነትን ይገልጽ። በዚ ድማ ፉል ብላስት (full blast) ንብሙሉእ ሓይሊ ምውንጫፍ ተቐዳደምቲ የረድእ።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG