ሕጽይቲ ደሞክራሲያዊት ሰልፊ ሃሪስ ንፕረዚዳንታዊ ዓወት ትራምፕ ተቐቢለን


ሕጽይቲ ደሞክራሲያዊት ሰልፊ ሃሪስ ንፕረዚዳንታዊ ዓወት ትራምፕ ተቐቢለን

No media source currently available

ምኽትል ፕረዚደንት ካመላ ሃሪስ ኣብቲ ዝተማሃራሉን ስነ-ስርዓት ውፅኢት ምርጫ ንምጽንባል ኣብ ዝተዳለወሉን ሃዋርድ ዩኒቨርስቲ ትማሊ ረቡዕ ድሕሪ ሰዓት ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024 ምዕዋቶም ኣሚነን። ሃሪስ ንውፅኢት ምርጫ ከም ዘኽብራ ቕድሚ ሰሙናት'የ ገሊጸን።

​
XS
SM
MD
LG