ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህላዊ ስነጥበብ ከተማ ሃረር


ባህላዊ ስነጥበብ ከተማ ሃረር
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:06 0:00

ህዝቢ ሃረር በቲ ነታ ከተማ ዘፍልጣ ኢደ ጥበባዊ ስርሓት ይኾርዑ። እዚ ካብ መቃንን ሕብራዊ ፈትሊን ዝሰርሕዎ ኢደ ጥበባዊ ስርሓት ካብ መትሓዚ ዝተፈላለየ ነገር ዝኾነ ጀምቢል፡ መመላኽዒ ገዛን ቆብዕን ዝአመሰሉ ስርሓት ዘጠቓለለ እዩ።

XS
SM
MD
LG