ምርኢት ብኢድ ዝተሰርሐ ናይ ቆርበት ቦርሳታት
ብኢደ ጥበበኛ ዮናታን ተስፋይ ዝተዳለወ ምርኢት ብኢድ ዝተሰርሐ ቦርሳ ፡ ሎሚ ዓርቢ 21 ሓምለ 2023 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣስመራ 'ዘ ጋለሪ' ተኸፊቱ። ኣብዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝተገልጸ ምርኢት ፡ዝተፈላለዩ ዓቐንን ቅርጽን ዘለዎም ልዕሊ 80 በበይኖም ዓይነት ቦርሳታት’ዮም ቀሪቦም። ኣብቲ መኽፈቲ ምርኢት ዲፕሎማትን ብርክት ዝበሉ ግዱሳትን ተረኺቦም ነይሮም። ድምጺ ኣመሪካ ኣብቲ ምርኢት ተርኺቡ ንኢደ-ጥበበኛ ዮናታንን ገለ ተሳተፍትን ኣዘራሪቡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መስከረም 26, 2023
ድሕሪ ምቁራጽ ኲናት ኣብ ክልል ትግራይ 1,329 ሰባት ብሰንኪ ጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ
-
መስከረም 26, 2023
ዕላል ምስ ፕሮ. ኪዳነ መንግስትኣብ - ተመኵሮ ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ኣካዳሚ
-
መስከረም 26, 2023
ስድራቤታት ደሃይ ደቆም ይሓቱ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ግን ቍሩብ ክዕገሱ ይምሕፀን
-
መስከረም 25, 2023
ትሑት እቶታውነት ምህርቲ ዕፉንን ስርናይን ኤርትራ ንምምሕያሽ ዝዓለመ ሃገራዊ ዋዕላ ተኻይዱ
-
መስከረም 25, 2023
ብሄረሰብ ኢሮብ ኣብ ሓደጋ፣ ሓጋዚ የማዕዱ
-
መስከረም 22, 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ መድረኽ ሰላም ንካልእ ጊዜ ተመሓላሊፉ