ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ኣብ ትሕቲ ሓማስ ዝተታሕዙ ንምውጻእ ዝርርብ ይካየድ፡ መጠናዊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዕድል ክኸፍት የተስፉ

▶ኣብ ትሕቲ ሓማስ ዝተታሕዙ ንምውጻእ ዝርርብ ይካየድ፡ መጠናዊ ሰብኣዊ ሓገዝ ዕድል ክኸፍት የተስፉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:24 0:00

ኣብ መንጎ ሓማስን እስራኤልን ንገለ ካብቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ሲቪላውያን ዜጋታት ንምልቃቕ ዝርርብ ይካየድ ምህላዉ ተፈሊጡ። እዚ ዘተ በቲ ዝተሓስቦ ምስ ዝኸይድ፡ ነቲ ዝካየድ ዘሎ ቀጻሊ ደብዳብ ንመዓልታት ኣህዲኡ፡ ንሰብኣዊ ረዲኤት ዕድል ክህብ ተስፋ ይግበሮ።

XS
SM
MD
LG