ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ ሒጃ ብዘጋጠመ ምጽቕቓጥ ካብ ዝሞቱ 999 ምእመናን እቶም 13 ኢትዮጵያውያን`ዮም ተባሂሉ


ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስነስርዓት ሒጃ ብዘጋጠመ ምጽቕቓጥ ናይ ዝሞቱ ምእመናን 999 ቁጽሪ በጺሑ።ካብኣቶም 13 ኢትዮጵያዊያን ክኾኑ ከለው 465 ኢራናዊያን፡ 124 ግብጻዊያን፡64 ናይጀርያዊያን ምዃኖም ተፈልጡ።

13 ኢትዮጵያዊያን ምማቶም ናይ ኢትዮጵያ ጠቕላሊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት ምስልምና ፕሬዝዳንት ሓጂ መሓመድ ኣሚን ኣረጋጊጾም ኣለው። ብተወሳኺ ካልኦት 25 ዝቖሰሉ እውን ኣለው።

XS
SM
MD
LG