ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ኣብ ኢትዮዽያ ሓደ ሰብ መምህር ወይካኣ ጋዜጠኛ ስለዝኾነ ጥራሕ ዝተኣሰረ ሰብ የለን ኢሎም።
ንሶም ኣብ መግለፂኦም፣ገበን ዝፈፀመ ሰብ‘ዩ ዝእሰር።ብሕልፊ ምስ ጉጅለታት ግብረ ሸበራ ብዝተኣሳሰረ ማለት‘ዩ።እዚ ገበን ስለዝኾነ፣ብመስርሕ ፍርዲ‘ዩ ዝሓልፍ ኢሎም።
ፕረዚደንት ኣውሮዻዊ ሕብረት ማኑኤል ባሩሶ ብወገኖም፣ብዛዕባ መንግስቲ ኢትዮዽያ ዝንቀፈሉ ኩነታት ናፅነት ውልቀ-ሰባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ምስ መራሒ ኢትዮዽያ ሃናፂ ልዝብ ኣካይድና ከምዘካየዱ ገሊፆም።
ሚስተር ማኑኤል ባሩሶ፣ኢትዮዽያ ኣብ‘ቲ ዞባ ብሕልፊ ኣብ ሶማልያ፣ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ሰላምን ርግኣትን ንክዓስል ንትፃወቶ ዘላ ተራ ንኢዶም‘ዮም።