ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ናይ‘ታ ሃገር ቀዳማይ ምንስትር ኮይኖም ንከገልግሉ ፓርላማ ኢትዮዽያ ሎሚ ድሕሪ ምውሳኑ ቃለ-መሓላ ፈፂሞም።
ብመሰረት‘ዚ ካብ መቀለ-ትግራይ ሪኢቶኦም ዝሃቡ ሰማዕቲና፣ኣብ ታሪኽ ኢትዮዽያ ሓድሽ ምዕራፍ ከምዝተኸፈተ ዝሕብር ስግግር ስልጣን‘ዩ ኢሎም።
ካብ ደንበ ተቃውሞ መድረኽ ሪኢቶኦም ዝሃቡና ኣቶ ስየ ኣብራሃ ብወገኖም፣ምምሕዳር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንልዕልና ሕጊ ክሰርሕ፣ ንእሱራት ክፈትሕን ንመንግስታዊ ሓላፍነት ዝሓፅዮዎም ዜጋታት ብብቅዓቶም እምበር ብፖለቲካዊ ኣረኣእያ ክገብሮ ኣይግባእን ኢሎም።