ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃ ኣህጉረ ቅብፀት ምኳና ኣብቂዑ ኢሎም ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ


Hailemariam D.
Hailemariam D.

ብዛዕባ ኣፍሪቃ ይዝረብ ዝነበረ ታሪኽ ይቅየር ከምዘሎ፣ኣፍሪቃ ሎሚ ኣህጉረ ቅብፀት ዘይኮነት ኣህጉረ ንግድን ኢንቨስትመንትን‘ያ ኢሎም ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ።

ኣብ መበል 69 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕ/ሃ ሎሚ መደረ ዘስምዑ ኣቶ ሃይለማርያም ኣብ ምዕዋት ምለንየማዊ ሸቶ ርኡያት ዓወታት ተመዝጊቦም‘ዮም።እንተኾነ ኣብ ሞት ኣደታት ጉድለት ይራኣይ‘ሎ፣ስለዚ ስግር ምለንየማዊ ሸቶ ክንዘራረብ ኣለና፣ገና ዘይዝዙም መደብ ሒዝና‘ለና ኢሎም ኣዘኻኺሮም።

ኣብ ሶማልያ፣ደቡብ ሱዳንን ሙሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃን ንዝተመዝገቡ ኣዎንታታት ውግእ ፀረ-ግብረ ሸበራን ውግእ ሕድ ሕድን ውፅኢቱን ድሕሪ ምጥቃስ፣ኣጓኒፉ‘ሎ ዝበልዎ ፀገም ጠቂሶም።

ካብ መደረ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:52 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG