ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ቅልውላው ወልቃይት ዝሕተትሉ መራሕቲ ትግራይን ኣምሓራን'ዮም" ቀ/ሚ ኃይለማርያም


ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ
ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ

ንሕቶ መንነት ኣብ ወልቃይት ዝሓላለኹን ዝሕተትሉን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ክልላት ትግራይን ኣምሓራን’ዮም ኢሎም ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ።

ንሶም ነዚ ቃል’ዚ ዘስምዑ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ’ዩ።

ኢህወዴግ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተከሰቱ ዕግርግርን ህውከትን መበገሲኦም ከምዝነጸረን፣ ቅድሚ ኩሉ ዝስራዕ ‘ንመንግስታዊ ስልጣን ዘሎ ኣረዳድኣ ኮይኑ ረኺብዎ’ ኢሎም ቀ/ሚ ኃይለማርያም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዝመጽእ ጥቅምቲ ፓርላማ ስርሑ ክጅምር ከሎ፣ ሓድሽ ኣወዳድባ ፈቲሩ ብፓርላማው ከምዘጽድቆ’ውን ሓቢሮም። ዝርዝር ግና ኣይሃቡን።

ሪፖርት መግለጺ ቀ/ሚ ኃይለማርያም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:52 0:00

XS
SM
MD
LG