ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ጋዜጠኛን ተሓላቂ መሰላትን - ሃብቶም የውሃንስ


HABTOM YOHANNES
HABTOM YOHANNES
ጋዜጠኛን ታሓላቂ መሰላትን ሃብቶም የውሃንስ ካብ ኔዘርላንድስ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መፂኡ ኔሩ።

ብዛዕባ ዝመፀሉ ምኽንያትን ተመኩሮኡን ከምኡ'ውን ትዕዝብቱ ብዛዕባ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ኣዕሊሉና'ሎ።

ንምስምዑ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
TIG-Habtom-Yohans
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:24 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG