ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ሃብቶም ዘርኦም ኣብ ዝተቐተለሉ እዋን ብዝተፈጥረ መርገጽቲ ተሳትፎ ኔሩካ ተባሂሉ ብዝተኸሰሰ እስራኤላዊ ፖሊስ፡ ብሓደ መጋባእያ ናጻ ተባሂሉ


ሃብቶም ዘርኦም
ሃብቶም ዘርኦም

ቤት ፍርዲ እስራኤል ንክሱስ ሃናንያ ሻባት፡ ካብ ተሳትፎ ናዕቢ ቅትለት ኤርትራዊ ሃብቶም ዘርኦም ናጻ ዝበሎ፡ “ተግባራቱ ምኽንያታዊ `ዩ ኔሩ” ብዝብል`ዩ።

ምስ ሓደ ኣሸባሪ ተኳሳይ ብምግጋይ ሓለፍቲ መንገዲ ከይተረፈ ረጋጊጾም ዝቐልዎ ሃብቶም፡ ብኣጋጣሚ በቲ ተኹሲ ዝተፈጥረሉ ቦታ ይሓልፍ ስለዝነበረ`ዩ።

ሃብቶም ብዘይ ምኽንያት ብግፍዒ ከምዝተቐተለ ዝምጉት ጠብቕኡ፡ ካብ መንግስቲ ንቤተሰቡ ዝውሃብ ናይ 780 ሺሕ ዶላር ካሕሳ ይሓትት ኣሎ።

XS
SM
MD
LG