“ሓበን-ኤሪ” ንኤርትራዊያን አካለ-ጉድኣት ዝሕግዝ ዘይመኽሰባዊ ትካል
“ሓበን-ኤሪ” ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ክፍሊ ሃገር ጆርጂያ ዝተመዝገበ ዘይመኽሰባዊ ትካል’ዩ። እዚ ብግዱሳት ኤርትራውያን ዝጀመረ ማሕበር፡ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ንኣካለ-ጉዱኣት ኤርትራውያን ንምሕጋዝ ዓሊሙ ዝተበገሰ’ዩ። ብዛዕባ’ዚ ገና ኣብ ፈላሚ ብርኩ ዝርከብ ማሕበር ንምዝርራብ ሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ