ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ሓበን-ኤሪ” ንኤርትራዊያን አካለ-ጉድኣት ዝሕግዝ ዘይመኽሰባዊ ትካል


“ሓበን-ኤሪ” ንኤርትራዊያን አካለ-ጉድኣት ዝሕግዝ ዘይመኽሰባዊ ትካል
please wait

No media source currently available

0:00 0:53:09 0:00

“ሓበን-ኤሪ” ንኤርትራዊያን አካለ-ጉድኣት ዝሕግዝ ዘይመኽሰባዊ ትካል

“ሓበን-ኤሪ” ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ክፍሊ ሃገር ጆርጂያ ዝተመዝገበ ዘይመኽሰባዊ ትካል’ዩ። እዚ ብግዱሳት ኤርትራውያን ዝጀመረ ማሕበር፡ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ንኣካለ-ጉዱኣት ኤርትራውያን ንምሕጋዝ ዓሊሙ ዝተበገሰ’ዩ። ብዛዕባ’ዚ ገና ኣብ ፈላሚ ብርኩ ዝርከብ ማሕበር ንምዝርራብ ሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና። ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሞያ ሕክምና ዝሰርሐት ዶክተር ሳሙኤላ ዘርኣይ፡ ኣብ በበይኑ ሃገራትን ኤርትራን ሰፊሕ ናይ መጥባሕቲ ኣሃዱ ዝመርሐ ክኢላ መጥባሕቲ ዶክተር ሃይለ መዝገበ ካብ ተነሲ፡ ከምኡ’ውን ክኢላ ጸጥታ ቴክኖሎጂ ዝዀነ ኣቶ ፍጹም ባይረ ካብ ጆርጂያ’ዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG