ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣሜሪካ - ኣቶ ጀሚል ኣማን( 2ይ ክፋል)


ኣቶ ጀሚል ኣማን
ኣቶ ጀሚል ኣማን

ኣቶ ጀሚል ኣማን፡ ምስ ጓሉ ሰብሪና አማን ናብ ሱዳን ብምኻድ ንኤርትራዊያን ስደተኛታት አብ ሱዳን ናይ ሕክምና መሳርሒታት ሓገዝ አበርኪቱ ከምዝተመልሰ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ዝተመሓላለፈ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ገሊጹ ኔሩ።

ኣቶ ጀሚል ኣማን ኣባል ኤርትራዊ መድረኽ ንለውጢ ኾይኑ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ-ግዝኣት ቨርጂንያ ይነብር።

ኣብ ናይ ሎሚ ዛዛሚ ካልኣይ ክፋል ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዘሎ ብድሆታት ጸጥታን፡ ኩነታት ስደተኛታትን ገሊጹ`ሎ።

ካልኣይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጋሻ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣሜሪካ - ኣቶ ጀሚል ኣማን( 2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:54 0:00

XS
SM
MD
LG