ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግሪክ፡ ሕ/ኣውሮጳ ምምላስ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንዘይቕበላ ሃገራት እገዳ ከንብር ትጽውዕ

ግሪክ፡ ሕ/ኣውሮጳ ምምላስ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንዘይቕበላ ሃገራት እገዳ ከንብር ትጽውዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

ግሪክ፡ ሕ/ኣውሮጳ ምምላስ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንዘይቕበላ ሃገራት እገዳ ከንብር ትጽውዕ

ግሪክ ልክዕ ከም ኢጣልያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣጋጥምዋ ይርከብ። ነዚ ንምግታእ ስጉምትታት ንምውሳድ ይሰርሓሉ ምህላው ኣብ ዝግለጸሉ ሕጂ እዋን መንግስቲ ንመሻርኽቱ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ስደተኛታት ናብ ዝመፅሉ ሃገሮም ዝምለስሉ ፃዕሪ ንኽፅምበሩ ድፍኢት ይገብር ኣሎ። ግሪክ ነቲ ዛዕባ ኣብቲ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ስጳኛ ዝካየድ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ከተልዕሎ እያ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበር ኮይኑ ኣብ መንጎ 27 ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ሓባራዊ ስምምዕ ምብፃሕ ግን ኣፀጋሚ ከምዝኾነ ይግለጽ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG