ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ፈደራል መንግስቲን ክልል ትግራይን ንሓድሕዶም ይወናጀሉ፡ ተቓወምቲ ድማ ንኽልቲኦም ይኸሱ
ፈጻሚ ኮሚተ ህወሓት ድሕሪ ዝገበሮ ነዊሕ ርክብ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ብምሉእ ከይትግበር ናይ መንግስቲ ምሉእ ምትሕባብር ከም ዘየሎ ኣመልኪቱ ነይሩ። መንግስቲ ግን ንሓያሎ ካብቲ ዝተባህለ ተቓዊሙዎ ኣሎ። ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፉ ተቓወምቲ ውድባት ድማ እቲ ጥፍኣት ንዅላቶም፡ ብቐንዱ ግን ንትግራይ ዝመርሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ምዃኑ ይነቕፉ።
ቅጥዒ