ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰናይ ተግባራት ክበዝሕ

ሰናይ ተግባራት ክበዝሕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:55 0:00

ሰናይ ተግባራት ክበዝሕ

ዶ/ር ኣጽብሃ ገብረስላሴ ኣብቲ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ሓውዜን፡ ነቶም ካብ ጽጉማት ስድራቤታት ዝመጽኡ ተመሃሮ፡ ካብ መሳቱኦም ንኸይተርፉ ብዙሕ ሓገዛት ዘበርከቱን ዘበርክቱ ዘለዉን ዜጋ’ዮም። ዛጊት ክሳብ ሻሙናይ ክፍሊ እተምህር ቤት ትምህርቲ ብምኽፋት ተመሃሮ ብናጻ ክመሃሩን ዘድሊ ቀረባት ትምህርቲ ክማልኣሎምን ይሰርሑ ኣለዉ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG