መቐለ —
ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ኣከባብራ በዓለ ስቕለትን ስግዳንን ብዝምልከት ኣብ ደብረ ትጉሃን፣ መድሃኒ ኣለም ኣርባዕተ እንስሳ ንመጋቢ ኣኢላፍ ተኣምራት ታደሰ ብዛዕባ ስቕለትን ኣከባብርኡን ብዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።