ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ብዙሕ ሰብ እናተታትሕዘ ምእሳሩ ተገሊጹ


ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ካብ ዓርቢ ወጋሕታ ክሳብ ቀዳም ወጋሕታ ኣገልግሎት ቴለፎንን ኢንተርነትን ተቋሪጹ ብዙሕ ሰብ ካብ ገዝኡን መንገዱን እናተታትሕዘ ምእሳሩ ሓደ ነባሪታ ከተማ ገሊጹ።

ብተወሳኺ ኣባላትን ደገፍትን ኮሚቴ ሕቶ ወልቃይትን መንነት ኣምሓራ ናይ ምህዳን ተግባር ይካየድ ኣሎ ክብሉ'ውን ኣቶም ነባሪ ን ድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG