መበል 73 - ሽልማት ጎልደን ግሎብ አብ 2015 ካብ ዝፈረዩ ፊልምታት አብ ቴሌቭዥን ኣሜሪካ ዝበለጸ መምዩ ትማሊ አብ ዝተካየደ ስነ-ስርዓት ሽልማት ሂቡ።
ሽልማት ጎልደን ግሎብ
1
Jennifer Lawrence ተሸላሚት መበል 73 ጎልደን ግሎፕ ብዝበለጸት ተዋሳኢት
2
Christian Slater ተሸላሚ መበል 73 ጎልደን ግሎፕ ብዝበለጸ ተሓጋጋዚ ተዋሳኣይ
3
Taraji P. Henson ተሸላሚት መበል 73 ጎልደን ግሎፕ ብዝበለጸት ተዋሳኢት
4
Jimmy Napes(ጸጋማይ) ን Sam Smith (የማናይ) ተሸለምቲ መበል 73 ጎልደን ግሎፕ ብመቦቆላዊ ሙዚቃ