ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ቁጽሪ ውሽጣዊያን ተመዛበልቲ ሃገራት


ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ቁጽሪ ውሽጣዊያን ተመዛበልቲ ሃገራት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

ሓድሽ ዝወጸ ጸብጻብ ቁጽሪ ውሽጣዊያን ተመዛበልቲ ሃገራት

ኣብ ዙርያ ዓለም ዘጋጥሙ ውግኣት፣ ተራእዩ ንዘይፈልጥ ብዝሒ ህዝቢ ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ድሕሪ ምግባሩ፣ ኣብ ገዛእ ሃገሮም ነበርቲ መዓስከራት ስደተኛታት ክኾኑ ከምዘገደዶም ሓደ ሪፖርት ገሊጹ። እዚ ቁጽሪ ብሕልፊ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣዝዩ ከምዝወሰኸ እቲ ዝወጸ ሪፖርት ይጠቅስ።

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ተፈናቀልቲ ኣብ’ዚ ቀረባ ኣዋርሕ ናብ’ቲ ኣብ ምብራቃዊ ኮንጎ ዞባ ጎማ ዝርከብ መዓስከር ቡሌንጎ ኣትዮም እዮም። እቶም ተፈናቀልቲ፣ ካብ ውግእ ሓይልታት መንግስቲን ደባይ ተዋጋእቲ ኤም23ን እዮም ሃዲሞም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG