ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዓለም ቁጽሪ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ርጉዲ ዘለዎም ሰባት ብ40 ሚእታዊት ወሲኹ


ፋይል
ፋይል

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ጸገም ካብ ዓቐን ንላዕሊ ርጉዲ ምስ ካብ 1975 ዓ.ም ንነጀው ክነጻጸር ኸሎ ብሰለስተ ዕጽፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። እዚ ኸአ ኣብ ጥዕና ጸገም የስዕብን ብደረጃ ዓለም’ውን ሞት የስዕብ ኣሎ።

ብኻልእ ወገን ኸአ ናይ ምዛራብ ጸገም ንዘለዎም ንምሕጋዝ ዘኽእል ኣብ ንሓንጎል ዝትከል ሜላ ኸውን ክኸውን’ዩ ክብሉ ተመራመርቲ ገሊጾም ኣለው።

ነባሪት ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ካቲሊን ሙልካ ንዝሓለፈ 55 ዓመታት ንካብ መጠን ዝሓለፈ ርጉዲ ተቓሊሳቶ’ያ። ካትሊን ማእኸላይ ጥዕና ዘለዎ ርጉዲ ሒዛ ክትከይድ ጽዒራ’ያ።

“ወለደይ ቆልዓ ወሊዶም፡ ወዲ’ዩ ኔሩ ምስ ተወልደ ብኡ ንብኡ ሞይትዎም፡ ኣነ ኸአ ቆልዓ ሸውዓተ ዓመት ኔረ። ካብቲ እዋን’ቲ ጀሚር’ዩ ክረጉድ ጀሚረ” ትብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ዓለም ቁጽሪ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ርጉዲ ዘለዎም ሰባት ብ40 ሚእታዊት ወሲኹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:20 0:00

XS
SM
MD
LG