ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ደራሲ ግርማይ ገብረፃድቕ


ምስ ደራሲ ግርማይ ገብረፃድቕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:34 0:00

“ተወዳጅ መዲያ” ኣብዚ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን12 ጋዜጠኛታት ነበር ፍሉይ ኣበርክቶ ሽልማት ዓዲሉ ነይሩ። ካብ መንጎ’ቶም ተሸለምቲ ደራሲን ጋዜጠኛን ግርማይ ገብረፃድቕ ይርከቦም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ንደራሲ ሓያሎ መጽሓፍቲ ንዝዀኑ ኣይተ ግርማይ ብዛዕባ ሞያኦምን ካልእ ኣበርክቶኦምን ኣመልኪቱ ኣዋግዒዎም ኣሎ።

XS
SM
MD
LG