ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ናይ ኢጋድ ኣባልነታ: ብዝኾነ ኣካል ክግታእ ኣይኽእልን ኢሎም ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

  • በትረ ስልጣን

ኣብ ቻርተር ኢጋድ ዝተጠቅሳ ክልተ ዓንቀፃት ኣባልነቱ ንዝሰረዘን ንሓዳስ ኣባልን ዝምልከት'ምበር ንኣባልነታ ብድልየታ ዘቓረፀት ኤርትራ ኣይምልከትን ኢሎም ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም።

ንሶም ወሲኾም ዋና ፀሃፊ ኢጋድ ማሕቡብ ማዓሊም ናብ ምንስቲር ወፃኢ ኤርትራ ኣብ ዝላኣኾ ደብዳቤ ንኤርትራ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ተባዕ ስጉምቲ ብምባል ከምዝናኣደን፣ ኣብ ኢጋድ ወካሊ ኤርትራ መን ከምዝኾነ ዝሓተተን ኣብ ቀፀልቲ እኼባታት ኢጋድ ንምስታፍ ዝዓደመን'ዩ ኢሎም።

ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ወኪል ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣኼባ ኢጋድ ንክወፅእ ዝገበረት ኢትዮጵያ እያ ኢሎም'ውን ከሲሶም።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG