ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ናብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ምልኣኻ መዘራረቢ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኮይኑ


GIRMA ASMEROM
GIRMA ASMEROM

ምስ ኢትዮጵያ ንዝህልው ርክብ ግና ኣሳሓሓቢ ሪኢቶ ኣልዎም ኣጋይሽ

ኤርትራ ድሕሪ ኣስታት ዓሰርተ ዓመት ምብኳር ኣምባሳደራ ናብ ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዝላኣኸት ይዝከር።ብመሰረት‘ዚ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ንሃገሮም ወኪሎም፣ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ሕብረት ኣፍሪቃ ይሳተፉ‘ለው።እዚ ምዕባለ‘ዚ ንዝተበላሸወ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮዽያን ኣብ ምምሕያሽ ሓጋዚ‘ዶ ክኸውን ይኽእል? ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ መዘራረቢ ነጥቢ ኮይኑ‘ሎ።ኣጋይሽና ኣቶ ዮሃንስ ዘርኡን ኣቶ ሃይላይ ሓድጉን‘ዮም።

XS
SM
MD
LG