ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት


መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:15 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ጊዝያዊ ምምሕዳር መሓውሩ ከይዝርግሕ ዘተዓናቕፉ ኣካላት ኣለዉ ክብሉ ፕሬዝዳንት እቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም፡፡ የተዓናቕፉ ኣለዉ ዝበልዎም ኣካላት ብግልፂ ዘይጠቐሱ ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ክልል መንግስቲ ዘይፈልጦም ኣብያተ ማእሰርቲ ኣለዉ ኢሎም፡፡ ብሰለስተ ውድባት እቲ ክልል ንፅባሕ ዝተፀወዐ ሰልፊ ጠሚቱ እውን ኣይተ ጌታቸው ምላሽ ሂቦም እዮም፡፡

XS
SM
MD
LG