ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብርሂ ኣቶ ጌታቸው ኣብ ጉዳይ ኣኼባ ህወሓትን ምልዓል መዝነት ሓለፍቲን


መብርሂ ኣቶ ጌታቸው ኣብ ጉዳይ ኣኼባ ህወሓትን ምልዓል መዝነት ሓለፍቲን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:30 0:00

ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ዓርቢ 27 ጥቅምቲ ንማዕከናት ዜና እቲ ክልል ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ብዛዕባ ብመሪሕነት ህወሓት ተጸዊዑ ዝተባህለ ኣኼባን ተፈጢሩ ንዝበሎ ምድንጋርን መብርሂ ሂቡ።

XS
SM
MD
LG