ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትር ኤኮኖሚያዊ ምትሕብባር ጀርድ ሙለር ዝመርሖ ልኡኽ ጀርመን ኤርትራ በጺሑ


እቲ ልኡኽ ምስ ፕረዝደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከምዝተራኸበን፡ ኣብ ጉዳይ ፖለቲካዊ መስርሕን ሰብኣዊ መሰላትን ከም ዝዘተዩን መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ጠቒሱ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጀርመን ኣብ ኮለጅ ማይነፍሒ ከምዝበጽሐን ኣብ ኣስመራ ምስ ሲቪካዊ ማሕበረሰብ ከምዝተራኸበን`ውን ተጠቒሱ`ሎ።

ብዛዕባ`ቲ ኣዘራራቢ ኾይኑ ዘሎ ፍልሰት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣልዒሎም ተዘራሪቦም እንተኾይኖም ዝተጠቕሰ የለን።

XS
SM
MD
LG