ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቓውሞ ወለዶ-ዚ ኬንያ


እቲ ንፕረዚደንት ኬንያ ካብነኦም ክብትኑ ዘገደዶም ናይ ቀረባ ተቃውሞ በቶም መብዛሕት \ኦም ንርእሶም ቀቢላን ድንበን ኣልቦ ኢሎም ብዝጽውዑ ትሕቲ 27- ዓመት ዝዕድሚኦም ወለዶ ጀነረሽን-ዚ ተባሂሎም ዝጽውዑ መንእሰያት'ዩ ።

እቲ ሃገርለኸ ተቃውሞ ዝርኣዩ መራሕቲ ዘይብሉ ብማሕበራዊ መሓውራት ዝተወደበ'ዩ። ጽቡቅ ምሕደራ ብምሕታት'ውን ኣብ ኬንያ ሰፊሕ ተቀባልነት ናብ ዝረኸበ ምንቅስቃስ ቀልጢፍ'ዩ ዓብዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG