ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ፃንሖት ምስ ኣቶ ገብሩ ኣስራት
ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣመሓድሪ ክልል ትግራይ ኰይኖም ዘገልገሉ ዳሕራይ ድማ ካብ መሪሕነት ተፈንጪሎም ዓረና ዝብል ውድብ ካብ ዝመስረቱ ሓደ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ብዛዕባ ኲናት ትግራይ ቅድሚን ድሕሪን ዝካየድ ዘሎ ምዕባለታትን ብዝምልከት ካብ መቐለ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ቅጥዒ