ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ላዕላዋይ ትምህርቲ ንምስፋሕ ዝገበሮ ጻዕሪ ብዙሕ ዕድል ከፊቱ ተባሂሉ


እንተኾነ፡ ጽሬት ትምህርቲ ዘተሓሳስብ`ዩ

ልኡኽ ሳይንስ ዩ.ኤስ ኮይኖም ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ፕሮፈሰር ገቢሳ ኢጀታ፡ ምስ መማህራንን ተመሃሮን ዓሚቕ ዘተ ኸምዘካየዱ ገሊጾም።

ጸገም ጽፈት ትምህርቲ ንምፍታሕ፡ ኣብ ወጻኢ ምስ ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ርክብ ምፍጣርን፡ መማህራን ናይ ድሕረ ምረቓ ትምህርቲ ከምዝረኽቡ ምግባርን`ውን ይብሉ።

ኣብ ኢትዮጵያ ጽቡቕ ዝብሃል ፕሮግራማት ይካየድ ኣሎ ዝበሉ ፕሮፈሰር ገቢሳ፡ “ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ብዝበለጸ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንምርምር ሓገዝ ይግበር” ኢሎም።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG