ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጻንሒት ምስ ኣብ ከተማ ኣሽከሎን ዝነብር ኢትዮጵያዊ ኣይሁዳዊ


ጻንሒት ምስ ኣብ ከተማ ኣሽከሎን ዝነብር ኢትዮጵያዊ ኣይሁዳዊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:36 0:00

ሓማስ ዝሓለፈ ቀዳም ናብ እስራኤል ሰሊዅ ብምእታው መጥቓዕቲ ካብ ዝፈፀመሉ ከባቢ ብዙሕ ኣብዘይርሓቐት ወደባዊት ከተማ ኣሽከሎን ዝነብር ኢትዮጵያዊ-ኣይሁዳዊ ለኣከብርሃን ይስሃቅ ሓማስ ኣብ ልዕሊ ዝነብረላ ከተማ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ተወንጨፍቲ ቶኪሱ ንልዕሊ 20 ህንፃታት ከምዘዕነወ ይገልፅ።

XS
SM
MD
LG