ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋምብያ ንሕጊ ምክልኻል ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ትስርዝ


ጋምብያ ንሕጊ ምክልኻል ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ትስርዝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00

ጋምብያ ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ዝኽልክል ሕጊ ዝሰረዘት ቀዳመይቲ ሃገር ኮይና። ትማሊ እቲ ናይ ምስራዝ ሕጊ ኣብ ፓርላማ`ታ ሃገር ምስ ሓለፈ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ጽርግያታት ባንጁል ንናይ ድጋፍ ሰልፊ ወጽዮም ኔሮም። ከም ኣመንስቲ ኢንተርናሽናል ዝበሉ ተሓለቕቲ ግን ታሪኻዊ ጌጋ ብምባል ይቃወምዎ`ለዉ።

XS
SM
MD
LG