ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበባዊን ነባር ተጋዳላይ ህግ ዝነበረ ሊንጎ ብዛዕባ "ጋህዲ" ገምጋማዊ ሪኢቶ ይህብ


Artist Hailemicahel Haileselasse
Artist Hailemicahel Haileselasse

ኣቶ ኣስገደ ኣብ ጋህዲ ዝተመስረተ ፅሑፍ ኣይኮነን ኣስፊሩዎ ዘሎ'ውን ይብል

ኣቶ ኣስገደ ገ/ስላሰ ኣብ ትሕቲ "ጋህዲ" ዝብል ኣርእስቲ ዘስፈራ ንታሪኽ ርክብ ህወሓትን ህግሓኤን ዝምልከት ፅሑፍ ጋህዲ ዘይኮነስ ኣብ ሓቀኛ መርተዓ ዘይተመርኮሰ'ዩ ክብል ኣቶ ሃይለ-ሚካኤል ሃይለስላሰ ገሊፁ።

ህዝቢ ትግራይ ቅድሚ 35 ዓመታት ቀዳማይ ወያነ ኣበጊሱ'ዩ።እዚ ካኣ ካልኣይ ወያነ'ዩ።ቀዳማይ ወያነ ብተጋሩ እንተተመስሪቱ፡ካልኣይ ወያነ'ውን ብተጋሩ ዘይላዓለሉ ምኽንያት'ውን የለን።እዚ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ብተጋሩ'ዩ ተላዒሉ።ኤርትራዊያን ሽዑ ንሽዑ ብፍላይ ድማ ህዝባዊ ግንባር፡ሓይሊ ወሲኹሉ።ኩሉ ተመክሮ ብዘለዎ ዓቅሚ ከበራተዖ ደልዩ፡ኤርትራውያን ተጋደልቲ ኣብኡ ከይዶም ይሳተፉ ነይሮም።
ኣነ ከምዝኣምነሉ፡ቃልሲ ህወሓት ናይ ተጋሩ ቃልሲ'ዩ ይብል።

ኣቶ ሊንጎ ወሲኹ፡ኤርትራውያን ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተጋሩ ድማ ኣብ አርትራ ተቃሊሶምን ተሰዊኦምን'ዮም ኢሉ ይገልፅ።

XS
SM
MD
LG