G20 leaders talk climate, wars -- and brace for Trump's return
ሎሚ ሰሉስ 19 ሕዳር ኣብ ዝዛዘም ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ-20 ኣብ ጉዳይ ለውጢ ኩነታት ኣየር፣ ኲናት ዩክሬንን ማእኸላይ ምብራቕን ክዘራረቡ እዮም። ፕረዚደንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናቺዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብቲ ኣብ ሪዮ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ 82 ሃገራት ንሶም ዝጀመርዎ ዓለምለኸ ምትሕብባር ኣንጻር ጥምየትን ድኽነትን ዝብል ኣብ ፈላማይ መዓልቲ'ቲ ዋዕላ ዓወት ረኺቦምሉ'ዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ