No media source currently available
ጉጅለ 20- ንብዝሒ ኣብቲ ጉጅለ ዘለዋ ሃገራት ዝውክል እዩ። እዘን ሃገራት እተን ብኢንዳስትሪን ዝማዕበላ ሃገራት ዓለም ኮይነን ን2/3 ህዝቢ ዓለም ዝውክላ እየን። ን85 ሚእታዊት ናይ መላእ ዓለም ሓፈሻዊ አታዊ ውሽጢ ሃገራት የጠቓልላ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ