ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

G-8 ኣብ ኣፍሪቃ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ ዝዓለመ ዋዕላ የካይድ


ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ዝርከብዎም 4ተ መራሕቲ ኣፍሪቃ ተሳቲፎም

ነቲ ዋዕላ ዝኸፈቱ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ሕርሻ ምዕባለ ንዘርኣያ ሃገራት ምሕጋዝና ክቕጽል`ዩ ኢሎም።

ብዛዕባ ጠለባት ኣፍሪቃ ዝተዛረቡ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ብወገኖም፡ ሃገራት ዝኣተውኦ ቃል ኣኽቢረን፡ ገንዘብ ክህባና ንጽበየን ኢሎም።

ብኻልእ ወገን፡ ኣብ ኣፍደገ `ቲ ጉባኤ፡ ንኣቶ መለስ ዝቃወሙን ዝድግፉን ሰልፍታት ተኻይዶም ኔሮም።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG