ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣኼባ መራሕቲ ጉጅለ ዕስራ (G-20) ኣብ ሃምቡርግ


Germany G20
Germany G20

ቻንስለር ኣንጌላ መርክል ‘መራሕቲ ሃገራት መልሲ ብርክት ዝበሉ ጉዳያት ንምንዳይ ተዋግዮም ክሰማምዑ’ዮም ዝብል እምነት ኣለኒ’ ኢለን።

ብዝተኣሳሰረ ዜና፣ ንጎደናታት ሃምቡርግ ዝዓጸው ተቃወምቲ ጸረ ካፒታሊዝም ብፖሊስ ዝጥቀመሉ መገጸቢ ማይ ተበቲኖም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ ከሎ፣ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መራሒ ሩስያ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑትን ገጽ ንገጽ ተራኺቦም።

ኣኼባ መራሕቲ ብልጹጋት ሃገራት ዝተኸፍተ፣ ብሰንኪ ሓድሽ ምምሕዳር ኣሜሪካ ይኽተሎ ኣሎ ዝብልዎ ፖሊሲ ተነጽሎን ምክልኻልን ኣብ ከቢድ ጭንቀት ዝኣተው ወገናት ትሑት ትጽቢት ኣብ ዝሓዝሉ እዋን’ዩ።

ብዝተኣሳሰረ ዜና፣ ኣባላት ክልቲኦም ፖርቲታት ኣሜሪካ ‘ትራምፕ ብዛዕባ ሩስያ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝነበራ ጣልቃ ምእታው ንፑቲን ክውጥርዎም ድልየቶም’ዩ’።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:39 0:00

XS
SM
MD
LG