ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ -- ንተፀበይቲ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ መርሃ-ግብሪ


ክልል ትግራይ -- ንተፀበይቲ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ መርሃ-ግብሪ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:04 0:00

ክልል ትግራይ -- ንተፀበይቲ ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ መርሃ-ግብሪ

ናይ ሎሚ ዓመት ክራማት ኣብ ክልል ትግራይ ተስፋ ዘለዎ ኾይኑ፡ ሓረስቶት ገና ሕርሻኦም ስለ ዘይሓፈሱን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ድርቂ ድማ ንሎሚ ዓመት ስለ ዝፀለዎ፡ ቁጽሪ ተፀበይቲ ሓገዝ ክሳብ ሓሙሽተ ሚልዮን ክበፅሕ ከም ዝኽእል ኣብዚ ጉዳይ ዓሊሙ ዝተጣየሰ ኮሚተ ሓቢሩ። ብተወሳኺ እቶም ገና ዘይደልደሉ ዘለዉ ተመለስቲን ምቍራፅ ሓገዝ ዓለምለኸ ትካላት ግብረ-ሰናይን ተደማሚሩ ነቲ ዘሎ ፀገም መሊሱ ኣዕብዩዎ ምህላዉ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ንምእትኽኻብ ሓገዝ ዝተሰናድአ መርሃ-ግብሪ ተሓቢሩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG