ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍሪደም ሃውስ ዲጂታል ናጽነት ንመበል 14 ጊዜ ከምዘንቋልቆለ ኣፍሊጡ

ፍሪደም ሃውስ ዲጂታል ናጽነት ንመበል 14 ጊዜ ከምዘንቋልቆለ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:03 0:00

ፍሪደም ሃውስ ዲጂታል ናጽነት ንመበል 14 ጊዜ ከምዘንቋልቆለ ኣፍሊጡ

ዲጂታል ናጽነት ንመበል 14 ግዚኡ ከምዘንቋልቆለ ፍሪደም ሃውስ።እቲ ንናጽነት ዝከታተል ትካል ኣብዚ ዓመት`ዚ 41 ሃገራት ምርጫ ኣብ ዘዳልዋሉ ዘለዋ እዋን ምዃኑ ድማ ዘሻቕል`ዩ ይብል ።

ኣብ 72 ሃገራት መጽናዕቲ ዘካየደ ፍሪደም ሃውስ፡ ምዕጻው መርበብ ሓበሬታታትን ምድራት ማሕበራዊ ሚድያን ሰጊሩ ንተቓለስቲ መሰላት ምእሳር `ውን ዘጠቓለለ'ዩ እቲ ኣብ ዓለም ገኒኑ ዘሎ ስራሕ ይብል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG