ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍሪዶም ሃውስ ወይ ቤተ-ነፃነት ዝርዝር ጨቆንቲን ናጽነት ዘይብለንን ዝበለን ሃገራት ኣውፂኡ


Freedom House's 'Worst of the Worst 2011: The World’s Most Repressive Societies' report
Freedom House's 'Worst of the Worst 2011: The World’s Most Repressive Societies' report

ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ መሰረቱ ዝኾነ ፍሪዶም ሃውስ ወይ ቤተ-ነፃነት ዝተባህለ ገለልተኛ ጉጅለ ተሓላቂ መሰላት በብዓመቱ ሃገራት ኣብ ዲሞክራሲ ነፃነትን ሰብአዊ መሰላትን ዘለወን ኣተሓሕዛ ዝገምገመ ሓበሬታ የውፅእ።

ብመሰረት'ዚ ቤተ-ነፃነት ን'17 ሃገራት ኣብ ዓለም'ተን ጨቆንቲ ነፃነት ዘይብለን ምምሕዳራት ክብል ሰሪዕወን። ካብ መንጎ እዚኤን ሃገራት ኣፍሪቃ ሶማል ኤርትራ ኢትዮጵያን ሱዳንን'የን።

ካብ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ቻድ አይቮሪኮስት ኢካቶርያል ጊኒ ሊብያ ሶማልን ሲዳንን ኣብ ተርታ አዝየን ጨቆንቲ ይርከባ። ብመሰረት'ቲ መለክዒ ዲሞክራሲን ነፃነትን ኢትዮጵያ " ነፃነት ዘይብላ" ሃገር ተባሂላ ተሰሪዓ'ላ።

XS
SM
MD
LG