ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ዓሪፎም


4ይ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ብሕማም ምክንያት ሎሚመዓልቲ ከምዝዓረፉ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይት ኣፍሊጣ።ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ክሕከሙ ከምዝጸንሑ እቲ ዜና ብተወሳኺ ይገልጽ።

ስነስርዓት ቀብሪ ኣብ ዝቕጽል ቀዳም 26 ታሕሳስ 2015 ከምዝፍጸም እቲ ዜና ብተወሳኺ ይሕብር።

ቅድሚ 8 ዓመት ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ዝነበሩ ኣቡነ እንጠንዮስ ገና ብህይወት እናሃለው ክቕመጡ ዝተገብሩ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ጉዳይ ሽመቶም ኣካታዒ ምንባሩ ይፍለጥ።

ኣብዚኣ'ሞ

ዑደት ኣምባሳደር ዶናልድ ያማማቶ ኣብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ጅቡትን ብቐንዱ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG