ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ሕቡራት ሃገራት ኣኼባ ራብዓይ ዓለምለኸ ምምሕዳር ሓበሬታ ከርሰ ምድሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኻየድ ኣሎ


ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ሰናይ ምምሕዳር መሬት እንተድኣ ዘየረጋገጽና ሰላም ዝዓሰላን ድሕነታ ዝተሓለወትን ኣፍሪቃ ክትህልው ኣይትኽእልን እያ ይብሉ ናይ ኢትዮጵያ ፕሬዝዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ።

ፕሬዝዳንት ሙላቱ ተሾመ ነዚ ዝገለጹ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተጀመረ ራብዓይ ዓለምለኸ ምምሕዳር ሓበሬታ ከርሰ ምድሪ ዝለዓለ መድረኽ ኣብዘስምዕዎ መኽፈቲ መደረ እዩ።እቲ ሓበሬታ ንስራሕት ልምዓትን ምዕባለን ዘለዎ ብጽሒት ዝለዓለ እዩ’ውን ኢሎም።

ብካርታ ዝተሸፈነ ናይ ኣፍሪካ መሬት 2.9 ሚእታዊት ጥራሕ እንተኾነ ብኣንጻሩ ናይ ኣውሮጳ ግን 86.9 ሚእታዊት፣ናይ ኣሜሪካ 54 ሚእታዊት፣ ናይ ኤስያ ድማ 15 ሚእታዊት ከምዝኾነ ዝተረኸብ ሓበሬታ ይገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG