ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናንሲ ሬገን፡ በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ዓሪፈን

ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ምስ በዓልቲ ቤቶም ናንሲ ሬገን
ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ምስ በዓልቲ ቤቶም ናንሲ ሬገን

ናንሲ ሬገን፡ በዓልቲ ቤት መበል 40 ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ትማሊ ሰንበት ኣብ መበል 94 ዓመተን ዓሪፈን።

ወሃቢ ቃል ቤት-መጽሓፍቲ ፕረዝደንት ሮናልድ ሬገን ፡ ናንሲ ሬገን ብዝነበረን ሕማም ድኻም ልቢ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልየን ክብል ሓቢሩ።

ናንሲ ሬገን ብ1952 ዓ.ም.ፈ ምስ ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ሓዳር ብምምስራት፡ ኣብቲ በዓልት ቤተን ኣመሓዳሪ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርኒያ ኮይኖም ዘገልገልሉ ዓመታት 1967 – 1975ን ከምኡ’ውን ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዝነበርሉ ዓመታት 1981-1989 ዓ.ም.ፈ ክሳብ ዕለተ ሞት ፕረዝንደት ሮናልድ ሬገን ቀንዲ አጋርን ኣማኽሪትን በዓል ቤተን ከምዝነበራ ተገሊጹ’ሎ። ብተወሳኺ ‘ኣይፋል ንድራግ ሓደገኛ ወልፊ ዘትሕዝ ዕጽ’ ብዝብል ዘካየደኦ ዘመተ አንጻር ወልፊ ሓደገኛ ዕጽን’ውን ይፍለጣ።

ፕረዝደንት ኦባማ ምስ በዓልቲ ቤቶም ሚቸል ኦባማ ብምኻን ኣብ ዘመሓለለፍዎ ናይ ሓዘን መልእኽቲ ናንሲ ሬገን ንግደ በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዝቀየራ ከምዝኾናን ገሊጾም።

ኣስከሬን ናንሲ ሬገን ፡ በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን፡ ኣብ ጎኒ በዓል ቤተን ሮናልድ ሬገን ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ቤት መጽሓፍቲ ሮናልድ ሬገን ኣብ ዝርከብ መቃብር ከምዝዓርፍ ተፈሊጡ’ሎ።

ናንሲ ረገን፡ በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ዓሪፈን

ናንሲ ረገን፡ በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
1/13 ናንሲ ረገን፡ በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
ፕረዝደንት ኣሜሪካ ሮናልድ ሬገን ምስ በዓልቲ ቤቶም ናንሲ ሬገን- የካቲት 3,1994
2/13 ፕረዝደንት ኣሜሪካ ሮናልድ ሬገን ምስ በዓልቲ ቤቶም ናንሲ ሬገን- የካቲት 3,1994
ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ምስ ናንሲ ሬገን
3/13 ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ምስ ናንሲ ሬገን
ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
4/13 ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
5/13 ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
6/13 ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን
ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ በዓል ቤተን
7/13 ናንሲ ሬገን፡  በዓልቲ ቤት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ በዓል ቤተን
ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ የካቲት 6,2000
8/13 ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ የካቲት 6,2000
ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ መጋቢት 4,1985.
9/13 ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ መጋቢት 4,1985.
ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ ታሕሳስ 29, 1984.
10/13 ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ ታሕሳስ 29, 1984.
ናንሲ ሬገን ግንቦት14, 1982.
11/13 ናንሲ ሬገን ግንቦት14, 1982.
ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ የካቲት ጥቅምቲ 29, 1981.
12/13 ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ የካቲት ጥቅምቲ 29, 1981.
ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ ጥሪ 20, 1981.
13/13 ናንሲ ሬገን ምስ በዓል ቤቶም ፕረዝደንት ኣሜሪካ ነበር ሮናልድ ሬገን ኣብ ጥሪ 20, 1981.
Previous slide
Next slide

This item is part of
XS
SM
MD
LG