ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሒ ጫድ ነበር ሑሴን ሃብሬ ናይ ምሉእ ዕድመ ማእሰርቲ ተፈሪድዎም


መራሒ ጫድ ነበር ሑሴን ሃብሬ
መራሒ ጫድ ነበር ሑሴን ሃብሬ

ውልቀ-መላኺ ጫድ ነበር ሑሴን ሃብሌ ኣብ እዋን’ቲ ናይ 8 ዓመታት ስልጣኖም ብዝተፈጸመ ግፍዕታት ገበነኛ’ዮም ተባሂሎም ንዕድመ ልኽዕ ማእሰርቲ ተፈሪድዎም።

ኣብ ሰነጋል ዝርኸብ ፍሉይ መጋባእያ ንሃብሬ ብገበናት ኩናት፡ ጸረ- ሰብኣውነትን ስቅያትን ገበነኛ’ ኮይኖም ብምርኻቦም እቲ ፍርዲ ከምዝተወሰነ ሓቢሩ’ሎ።

መራሒ ጫድ ነበር ሑሴን ሃብሬ ብሜላዊ ገነናት ጃምላዊ ቅትለት’ው ተሓታቲ ኮይኖም’ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:00:45 0:00

XS
SM
MD
LG