ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አድላይነት ውጥን ምንካይ ብኽነትን ምብልሻውን እኽሊ ኣብ ዓለም


ብኽነትን ምብልሻውን ምህርቲ እኽሊ ብደረጃ ዓለም ብፍርቂ ንምንካይ ዘክእል ውጥን ትካል ገባሪ ሰናይ ሮክፌሌር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ኣብዚ እዋን'ዚ ብዝተፈላለየ ምክንያት ዝባኽን ምህርቲ እክሊ ኣብ ጥቕሚ እንተዝውዕል ኣብ ዓለም ብጥምየትን ጉድለት ኣመጋግባን ንዝሳቀዩ ሚልዮናት ምድሓን ምተኻእለ'ውን ተባሂሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

አድላይነት ውጥን ምንኻይ ብኽነትን ምብልሻውን እክሊ ኣብ ዓለም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:57 0:00

XS
SM
MD
LG